Embasoyra TV
Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Embasoyra TV, Edmonton, Edmonton, AB.
゚
#
01/29/2026
ሓድሽ ምዕባለታት
-መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማታት ትግራይ ዝግበር በረራ ደው ከምዘበለ
-ኣብ ኣላማጣ ዝነበረ ሰራዊት ፈደራል ሎሚ ናብ ቆቦ ከምዘንሳሓበ
-ኣብ ጸለምቲ ውግእ ቀጺሉ ከምዝወዓለ ሓይልታት ትግራይ ሰፊሕ ቦታታት ከምዝተቆጻጸሩ ፡ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ተደጋጋሚ ከምዝፈጸመ ፡ ናይ ስለያ ድሮናት ክሳብ ከባቢ ሽረ ይዝምብያ ከምዝወዓላ
-ፈደራል ሰራዊት ተወሳኺ ሓይሊ ናብ ጸለምቲ ገጽ የንቀሳቕስ ከምዘሎ ብተወሳኺ ናብ ጎንደር ኣጥፊኤን ዝጠፍኣ ናእሽቱ ድሮናት የጋዓዕዝ ከምዘሎ
-ሓይልታት ትግራይ እውን ጽዑቕ ምንቅስቓሳት ይገብሩ ከምዘለዉ
ክሳብ ሕጂ እቲ ግጭት ኣብ ከባቢ ጸለምቲ ጥራይ ተኸሲቱ ከምዘሎ እንተኾነ ግን እቲ ፈደራል መንግስቲ ዝገብሮ ዘሎ ምንቅስቓሳት ከምዘመልክቶ እቲ ግጭት ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ከስፋሕፍሕ ከምዝኽእል ይግመት ።
゚viralシfypシ゚viralシ
Enbasoyra TV ゚viralシfypシ゚viralシ
Enbasoyra TV
゚viralシfypシ゚viralシ
゚viralシfypシ゚viralシ
゚viralシfypシ゚viralシ
Click here to claim your Sponsored Listing.
Website
Address
Edmonton
Edmonton, AB
T5J