Mikal coiffure HeadSpa Japanese
Faire cheveux ✍️#Balayage #Balayage Ombre #Nuacage #Ombre # Méche et Tresse. #HeadSpa_japanese #Make-up
✍Manucure et Pédicure
28/12/2025
Mikal Coiffure Beauté Onglerie ምስሊ ሚካል
13/12/2025
ንኽቐንኡ ዝተወልዱ
ጉድ'ዩ !
ጸሊእካዮም፡ 'ተርሓቕካ
ኣብ ዝኸድካዮ ፡ይጸንሑኻ
ካብኦም ሃዲምካ ናበይ'ዩ ዝኽየድ ፧
ካብ ዓለም ሃዲምካ'ዶ ናብ ዓለም ይኽየድ፧
ምንባር'ዩ ንኹሉ ክኢልካ
ናብ ሰማይ እናተማሕጸንካ
"ካብ ዓይኒ ቀናእ ሰውረኒ" እናበልካ።
ንኽቐንኡ ዝተወልዱ
ሰባት ኣለዉ ከማይ ከማኹም
ብሓባር ዝነብሩ ምሳይ ምሳኹም
'ተደኸምካ ፡ ዝሕጎሱ
'ተሶጎምካ ፡ ዝጓስሱ
'ተደመቕካ ፡ ዘህስሱ
'ተጸማእካ ፡ዝትርክሱ
ብሓጎስካ ፡ ዝሕመሱ
ብሕማምካ ፡ ዝፍወሱ
ኮታ !
'ተሃጠርካ፡ ዝዓብሩ
'ተኸሰብካ ፡ዝኸስሩ
'ተሞቐካ ዝኽርድዱ
ንኽቐንኡ ዝተወልዱ
ጉድ'ዩ !
ጸሊእካዮም፡ 'ተርሓቕካ
ኣብ ዝኸድካዮ ፡ይጸንሑኻ
ካብኦም ሃዲምካ ናበይ'ዩ ዝኽየድ ፧
ካብ ዓለም ሃዲምካ'ዶ ናብ ዓለም ይኽየድ፧
ምንባር'ዩ ንኹሉ ክኢልካ
ናብ ሰማይ እናተማሕጸንካ
"ካብ ዓይኒ ቀናእ ሰውረኒ" እናበልካ።
ኣኽሊሉ ተስፋጽዮን
©12/12/2001
ባረንቱ
Cliquez ici pour réclamer votre Listage Commercial.
Type
Téléphone
Site Web
Adresse
Lausanne
1234
Heures d'ouverture
| Mardi | 09:00 - 18:30 |
| Mercredi | 09:00 - 18:30 |
| Jeudi | 09:00 - 18:30 |
| Vendredi | 09:00 - 18:30 |
| Samedi | 09:00 - 17:00 |