The S Family Channel
እዛ ኩዕሾ እግሪ ትበሃል ካብ ቀደምይ ዘይመባልዕተይ
ፌሶ🤣
ቺዲ በሊ
ንቀደም የሕዋት🍦
27/03/2026
With Semere Okbazghi – I just got recognised as one of their top fans! 🎉
follow ንበሃሃል ጋይስዋ ክመልሰልኩም የ👌❤️✅
ፖው ተወዲኡኒ በሉ ሎምስ
shareeee
I got over 400 reactions on one of my posts last week! Thanks everyone for your support! 🎉
gusywa❤🥰🥰
እቶም ን Valentine's Day ከም ቀደምና ቀያሕቲ ነገራት ጌርና ዘየሕለፍናዮ ሻቕሎት ዝገበረልኩም ከም በዓል Neshnesh Show (ዓርኩ) ገሌናስ እኒኤና ኢና ዋ😆
ብዝኾነ ውዕሎና ክምዚ ኢዩ ኔሩ👇👇👇
https://youtu.be/_7W3Q2ScaJ4?si=IhVhe_mrcgww5ZHM
14/02/2026
ክብርትን ሕፍርትን በዓልቲ ቤተይ፡ሎሚ ክልተ በዓል ኢያ ተብዕል ዘላ፡እቲ ሓደ ዕለተ ትውልዳ(birthDay)
እቲ ካልኣይ ከኣ መዓልቲ ፍቑራት(valentine's Day)
ኣብዚ መዓልቲ ፍቑራት ተባሂሉ ዝፍለጥ ዕለት ብምውላዳ ድርብ በዓል ይገብሮ።እሞ ፍቕረይ እንቋዕ ተወለድክለይ ዝተረፈ ዕድሜኺ ትፈትውዮን ደስ እንዳ በለኪ ተሕልፍዮ ይግበርኪ ኣምላኽ ዝባረኾ መጻኢ ክኾነልኪ ዘለኒ ምንዮት ደረት ኣልቦ'ዩ ኣሜን🙏።
የፍቅረኪ የ❤
ሰናይ ትምኒትኩም እስከ ግለጹላ ነዛ ካልአይተይ👩❤️👨
Klicken Sie hier, um Ihren Gesponserten Eintrag zu erhalten.
Kategorie
Service kontaktieren
Telefon
Adresse
D
Cologne
00000