Hanile Muller

Hanile Muller

Share

ዓብይቲ ዓበይቶም...

09/16/2026

ዝተረጋገፀ ዜና!
ጦርነት ምሰ ተጀመረ ኣብ ሰለስተ ማዕልቲ ገንዘብ(ብር) ክቀየር ምኳኑ ዝተረጋገፀ መረዳእታ ረኪበ አለኹ!

Photos from Hanile Muller's post 09/14/2026

⚠ፈተነ ቅትለት ጌታቸው ረዳ ፈሽሉ ❗
ዓብዪ አሕመድ ንጌታቸው ረዳ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ኣበባ ድሮ ሓዱሽ ዓመት ምሸት ንምቅታል ዘዳለዎ ውጡን ፈሺሉ እዩ!
ዓብዪ አሕመድ ዝለኣኮም ምኳኖም ዝግመቱ ንጌታቸው ረዳ እንዳ ወቅዑን ብሓይሊ እንዳ ደፍኡን ናብ መኪና ክሰቅልዎ እንትፍቱኑ ዘርኢ ዝተቀረፀ ተንቀሳቃሲ ምስሊ ረኺበ ኣለኩ!

ጌታቸው ረዳ ብመስተን መውቃዕትን ተሰኒፉ ኣብ'ቲ ሆቴል ወዲቁ ይረኤ።ኣብ'ቲ ተንቀሳቃሲ ስእሊ ናይ ተኩሲ ድምፂ ይስማዕ።ሓያል ራብሻን ዕግርግርን ውን ከምዝተልዓለ የርኢ

ጌታቸው ረዳ ብፌደራል ፖሊስን በቲ ናይ'ቲ ሆቴል ዋርድያን ናብ መኪና እንትፃዓን ኣብ'ቲ ተንቀሳቃሲ ስእሊ ይረአ!

እቲ ኩነታት ብሓፂሩ ክነግረኩም!
ዓብዪ አሕመድ ባዕሉ ዘዳለዎ ናይ ድሮ ሓድሽ ዓመት አቀባብላ ፕሮግራም ነይሩ! ብዙሓት ሚንስቴራት ክርከብሉ ዝተሓሰበ ናይ ሓድሸ ዓመት አቀባብላ ፕሮግራም ኣብ ሻራተን ዝተዳለወ ፕሮግራም እዪ ነይሩ! ንቪኣይፒ ጥራሕ ዝተዳለወ ሰለዝነበረ ዓጀብቶም ኣብ ሻራተን ሆቴል በሪ ክገድፍዎም እዩ ተነጊርዎም። ጌታቸዉ ረዳ ካብ'ቲ ዘምሰይሉ ናይ ሻራተን ሬስቱራንት ናብ እቲ ዝተዳለወ ቪኣይፒ ባር እንትኣቱ ግን ክልተ መናእሰይ ሒዞም ክወቅዕዎን ብሓይሊ ናብ መኪና ከእትዉዎምን ሞኪሮም! እቶም ሰባት ብደንቢ ዝተዳለዉን ዝተልኣኩ ምኳኖም አየጠራጥርን። ብዝኮነ ግን ኣብቲ ከባቢ ዝነበሩ ሰባት ንጌታቸዉ ገልጊሎም አድሒኖሞ!
እቶም ንጌታቸዉ ዝደብደብዎ ሰባት ዘቅረብዎ ምክንያት ንቲክቶክ ደሊና እና እምበር ናይ ብሓቂ ክንጎድኦ ደለይና አይኮናን ዝብል ምክንያት እዮም አቅሪቦም! ግን ዝተቀነባበረ ዉዲት እዩ ነይሩ!
ጌታቸዉ በቲ ዝበፅሖ ጉድኣት ቦሌ ሩዋንዳ ከባቢ ኣብ ዝርከብ ዋሽንግተን ሜዲካል ሰንተር ኣብ ዝበሃል ሆስፒታል እዩ ዝሕከም ዘሎ! ክሳብ ሐዚ ኣብኡ እዩ ዘሎ አይወፀአን!
እቶም ዝደብደብዎ ክልተ ሰባት ፌደራል ፖሊሰ ብሕጊ ብፖትሮል ሒዝሞም እዮም ከይዶም!
ናይ ጌታቸዉ ኩነታት ሪአ እቲ ቪድዮ ክሰዶ እየ!

09/14/2026

ዓለም ደቂ ሰባት ሕልሞም ንምዕዋት ዝቃለሱላ መይዳ እያ; ክትቃለስ ተዘይክኢልካ ዓለም ንዓካ አይትከዉንን!
ተመልካቲ እካ ትከዉን; ንዚ እዩ እዚኩሉ ደምፂ ዝቀረፅክዎ! ሕቶ አይተብዝሑለይ..

09/14/2026
09/14/2026

የአጎታቹ አለም ገብረዋህድ ወሬም ስሙት...

09/14/2026

በነገራቹ ላይ የነ ጀነራል ፃድቃን;ጌታቸው ረዳ ; በየነ መኩሩ እና ብርሃነ ገብረየሱስ ሌብነት እና ጫወታ በ100ሚልዮኖች ነዉ!
ይሄን ከብርሃነ ጋር በአንድ ጉዳይ የነበረን የስልክ ንግግር ስሙት!

09/13/2026

😂

09/13/2026

ደመቀ ዘዉዱ ግን ሃሊኩ እዩ እምበር የዋህ እዩ ዝመሰል😁

09/13/2026

ከበደ ማለት ያዉ ብደዉ ከበደ እዩ..
ዉሽጡ ቆፎ እዩ..

Want your business to be the top-listed Beauty Salon in Denver?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Website

Address


ብስራት
Denver, CO