Hair studio

Hair studio

Share

Cut ,styl,color,highlight, extension and breading manicure & Pedicure, facial treatments

04/06/2022

Nay behakie !

11/26/2021

💯

እቲ ዘይገድፍ ቃንዛ ፡ ንሰባት በዲልካ ክንስኻ "ይቕረ በሉለይ" ከይበልካ ምንባር'ዩ።

ማዕረ እቲ ንፋቐሮ ግርጭት ድማ ብጎድኒ ፍቕሪ ዝኸይድ መናብርትና'ዩ። እቶም ኣዝዮም ዝፋቐሩ ዝነበሩ ሰባት ኣብ ዲቕ ዝበለ ህውከትን ቅርሕንትን ክኣትዉ ምርኣይ ዘሰምብድ ኣይኰነን፡ባህሪ ደቂ ሰባት ስለዝዀነ።ድሕሪ ነብሲ ወከፍ ቅርሕንቲ ግን እቲ ጠንቂ ናይ ባእሲ ዝኸውን ምኽንያት ክጸንሓካ ንቡር'ዩ።

እቲ ነቲ ባእሲ ነዳዲ እናወሰኸ ንኽነብር ዝገብር ረቛሒ ግን እቲ በዳሊ ብበደሉ ተእሚኑ ይቕረ ብዘይምባሉ እዩ።ገለ ዕቡያት ሰባት ድማ ንሶም በደልቲ ክንሶም ከምዝተበደሉ ኰይኖም ዝቐርቡሉ ኣጋጣሚታት'ውን ኣሎ።እቲ ተበዳሊ ልቢ ኣዕብዩ ንዝተበደሎ ጸይሩ እናኸደ፡ንሶም ነቲ ጉዳይ ንኹሉ እዝኒ ዘለዎ እናነገሩ ከም ተበደልቲ መሲሎም ይዋስኡ።ካብ ቀዳማዩ ዳሕራዩ ይገድድ።

ሙሉእ ውሽጣዊ ቅሳነት ክረኽቡ ኢልካ ምሕሳብ ግን የዋህነት'ዩ።እቲ ብዝዀነ ይኹን ምኽንያት ክጥምዘዝን ክህመልን ዘይክእል ኣብ ስጋና ዝቕበር ሕልና ስለዝወቕሶም ፡ሽቕታ ውሽጢ እናሳቐዮም'ዩ ዝነብር።
ምኽንያቱ ! እቲ ዘይገድፍ ቃንዛ ንሰባት በዲልካ ይቕረ በሉለይ ከይበልካ ምንባር ስለዝዀነ። ስለዚ! ንይቕረ ተባዓት ንኹን ! ። ንሽሕ በደል ሓንቲ ደቃቕ ይቕሬታ'ያ ተፍርሳ።

ኣኽሊሉ ተስፋጽዮን
26/11/2021
ኣስመራ።

12/19/2020

👑👑👸

💇🏽‍♀️💇🏽‍♂️💅🏽

11/12/2020

Hair cut & style

02/11/2020

Nay behakie zerba !!

02/08/2020

Nay behakie zerba !

Photos from Aklilu Tesfazion song writer's post 01/16/2020
11/23/2018

Happy thanksgiving to all my Coustomer’s & Isabella Team 🦃🍁🍽🙏🏽

11/23/2018

💇🏽‍♀️💇🏽‍♂️💅🏽

Want your business to be the top-listed Beauty Salon in Rockville?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Category

Address


11627 Nebel Street
Rockville, MD
20852

Opening Hours

Tuesday 10am - 7pm
Wednesday 10am - 7pm
Thursday 10am - 7pm
Friday 10am - 7pm
Saturday 10am - 7pm